ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ስለዚ ነዚ ዝወፀ ጨረታ ንክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ኣብ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም፣ መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ፣ ወርሓዊ ቫት ናይ ጥቅምቲ 2010 ሪፖርት ማለት ዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣መቅረባይነት ሰርትፍኬት ማለት ዉን ምስክር ወረቀት 2010 ዓም ዘማላእኩም ዋና ምስ ቅዳሑ ተቅርቡሕጋዉያን ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ናከፈልኩም እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ማለት እዉን ዕለት 3 ታሕሳስ 2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 17 ታሕሳስ 2010 ዓም ሰዓት 11:30 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲ ግራት ሓዱሽ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 18 ምዉሳድ ትክእሉ

መከበሪ ጨረታ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንአቁሑት ቢሮ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

እቲ ጨረታ 18 ታሕሳስ 2010 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲ ግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉ ይክፈት

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ መምርሒ ተጫረቲ ሰነድ ይመልከቱ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344450940/ 0344450282 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s