ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ኣብ ሎት ሐደ ዝርከቡ ፅሕፈት መሳርሒኣብ ሎት ክልተ ዝረከቡ ስፔር ፓርት ኣብ ሎት ሰለስተ ሕትመት ኣብ ሎት አርባዕተ ናይ ተምሃሮ መፅሓፍቲ ብጨረታ ክዕድግ ይድሊንክወዳደሩ ንዕድም

1 አብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደሊዩ ምልከታ ካበ ዝወፀሉ ዕለት 14/02/2010 ዓ/ም ክሳብ 04/03/2010 ዓ/ም አብ ዘለዉ ናየ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብር ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክትወስዱ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ ከፋላይነት (TIN መረዳእታ) ዘቕርብ VAT ተመዝገባይ ዝኾነ ናይ ሕዳር ወርሒ 2009 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ንሎትሓደ ሎት ክልተ ሎት ሰለስተ Â 5000 ብር Â ንሎት አርባዕተ 5000 ብር ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክቅርብ ዝክእል ብተመሳሰሊ ድማ ንኤሌክትሮኒክስ 5000 ብር ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ አብ ዝተዳለወ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ብምላእ ብፖስታ ብምዕሻግ አብቲ ዝተገለፀ ጊዜ አብ ቢሮ ኮምፕሌክስ ህንፃ 4ይ ብሎክ 4ይ ፎቅ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይኽእሉ

5 ተጫረቲ ንዝሳሮም ንብረታት አበ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስሩ ይኽእሉ

6 እቲ ጨረታ 04/03/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ Â 04/03/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት

7 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10% መኽበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ

ሕለዉ እዩ

9 ቤት ዕዩና ጨረታ ሰዓራይ አብዝምረፀሉ እዋን ዝግዛእ ኣቅሓ ወይ ግልጋሎት ዓቀን ከምኣድላይነቱ ካብ ነፍሲ ወከፍ ነፀላ ኣቅሓ 20% ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰል ዘለዎ ምካኑ

10 ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከወን አለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ