ቤት ፅሕፈት ምምር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ትልምን ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ አናእሽተይ መኪና ጎማን ሰፔር ፓርት ናይ መኪና ዲኮር ናይ ህንፃ ፅሬት አቁሑተ ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ቲን ነምበር ዘቅርብ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

3 ናይ ነሓሰ ዲክላረሽን ዘቅርብ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 30.00 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 13/02/2010 ዓ/ም ጀሚሩ Â ክሳብ 27/02/2010 ዓ/ም Â አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዞባ ደቡብ ምምር ቤት ፅሕፈት /ማይ ጨዉ/ ቢሮ ቑፅሪ 80 ምዉሳድ ይከኣል::

5 መክበሪ ጨረታ ንጎማ ስፔርን ፊልትሮታትን ብር 5000 ንፅሕፈት መሳርሕ ንኤለክትሮኒክስን ካልኦትን ብር 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 27/03/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:20 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::

7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ በቲ ዝተጠቐሰ ዕለትን ሰዓትን ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

15 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347771009 /0347770868 ብስራሕ ሰዓት ምሕታት ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ