ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዐሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ምልከታ   ጨረታ   
ኮሌጅ  ቴክኒክን  ሞያን  ኮረም  ንምምሃር  ምስትምሃርን   ምምሕዳር  ስራሕቲ  ግልጋሎት ዝዉዐሉ  ብግልፂ  ጨረታ  ስዒቦም  ዝተዘርዘሩ   ንብረት  ኣወዳዲሩ  ክዕድግ  ይደሊ::
ህናፃ  መሳረሒ
ፅሐፈት  መሳረሒ
ኤሌክትሮኒክስን ኣቕሑት
ኤሌክትሮኒክስ  ኣቕሑት
ተጫረቲ   ክተማልእዎ  ዝግብአኩም  ረቆሒ
1 ቫት  ተመዝገብቲ  ዝኾነኩም::
2 ናይ  ዘመኑ ግብሪ  ከፊልኩም  ናይ  2007 ዓ/ም  ዝተሐደሰ  ሕጋዊ  ንግዲ  ፍቓድ  ዘለኩም::
3   ናይ  መቀረባይነት ሰርተፊኬት  ዝተሐደሰ  ዘለኩም::
4  ናይ ቲን  መረዳአታ  ዘለኩም::
5  መኽበሪ   ጨረታ  ንህ  መሳረሒ   10000. 00 /ዓሰረተ  ሽሕ /  ንፅሕፈት  መሳርሒ  :   ኤሌክተሪሲቲን    ኤሌክትሮኒክስ   ንሕድሕዶም  5000/  ሓሙሽተ  ሽሕ  / ብሲፒኦ   ወይ  ብጥረ  ገንዝብ  ከተትሕዙ   እትክእሉ
6  ዝሰዓርክምዎ   ንብረት  ዉዕሊ  ካብ  ዝአሰረክምሉ  ዕለት  ጀሚሩ  ኣብ  ዉሽጢ   ዓሰረተ  መዓለቲ  ናብ  ኮሌጀና  ንብረት ናብ ኮሌጅና  ንብረት  ክፈሊ ብናይ  ባዕልኹም  ትራንስፖርት  ምቐራብ   እትኽእሉ::
7 ናይ  ቀረባ  ወርሓዊ  ሒሳብኩም  ዘወራረድኩም/  ዲክለር   ዝገበርኩም  መረዳአታ  ዘለኩም::
8 ተጫረቲ  ናይ  ጨረታ  ሰነድ  ናይ  ህንፃ  መሳርሒ  40.00 / ኣርብዓ  ብር/  ናይ  ፅሕፈት  ኤሌክትሪክሲቲን  ኤሌክትሮኒክስ  30.00 / ሳላሳ  ብር /  ዘይምለስ  እናኸፈለኩም  ኩሉ ሻዕ  ብስራሕ  ሰዓት  ካብ  ዕለት  04/ 06/ 07  ዓ/ም  ክሳብ  ዕለት  18/ 06  /07 ዓ/ም ካብ  ኮሌጀና   ቢሮ  ቁፅሪ  5 ንኡስ  ከይዲ  ስራሕ   ዕዳጋ  ብምዉሳድ  ብዝተዓሸገ  ኢንቨሎፕ ብምግባርን  ነዚ  ተባሂሉ  ኣብ ዝተዳለወ   ሳንዱቕ ኣታዊ  ትገብሩ  ትኽአሉ::
9 እቲ  ናይ ጨረታ  ሳንዱቕ  ብዕለት  18 /06  /07  ዓ/ም  ሰዓት  4:30 ተዓሺጉ  ብተመሳሰሊ  ዕለት  ሰዓት  5:00  ተጫረቲ  ወይ ድማ  ሕጋዊ  ተወከልቶም  ብዘለዉዎ  ይኸፈት::
10 ናይ  ዉዕሊ  መኽበሪ  ካብ  ዘሸነፍኩምዎ  ጠቅላላ  ዋጋ  10  ሚእታዊ  ብስፒኦ  ክትትሕዙ  ይግባእ::
11 ኮሌጀና   ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኪቡ  ነቲ  ጨረታ  ብኽፋል  ወይ  ድማ  ብምሉእ  ናይ  ምስራዝ  መሰል  አለዎ

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s