ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 14, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 28, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 28, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2009 ዓ/ም ወርሓዊ ድክለር ዝገብረን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

2 ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

3 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ፈቃድ ዘለዎን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ/TIN Number/ ዘለዎምን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

5 ጨረታ መኽበሪ /CPO/ ንናይ ጎማ ፊልትሮታት ፓድን ኪትን ብር 30000.00 /ሳላሳ ሽሕ ብር/

6 ተወዳደረቲ ንዝሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 6ተ መዓልቲ ዉዕል ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክቕርቡ ዝኽእል

7 ተወዳደረቲ ነንሕድሕድ ሰነድ 100 ብር ብምክፋል ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ

8 ካብ ዕለት 13/2/2010 ዓ/ም ክሳብ 28/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቀትሪ አብ ዘሎ ግዜ ኣብ መ/ቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኽእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ አብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት

9 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዓሉ 30 ንመዓልቲ ፀኒዑ ይፀንዕ

10 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ ዉን 20 % ናይ ምዉሳክ ምቅናስን ከምዝክእል እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ወይ ድማ አብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ