ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
መቐለ ሆስፒታል ናይ ሕትመት ንምሕታምን ኣብ ታቤላ ፅሑፍ ምፅሓፍን ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 35.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኑ ቫት ተመዝገበቲ ናይ ቀረባ እዋን ድክሊራስዩን ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ
መክበሪ ጨረታ ብር 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ንዘቅርቦ ጠለብ ማይ ዝለዓል ረሳሕ ፈሳሲ ጎሓፍን ዝሰዓረ ተጫራቲ ሆስፒታል መቐለ ኣብ ዝደለዩ እዋን ምካኑ ፈሊጡ ዉዕሊ ከኣትዉ አለዎ
ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪÂ ሓሳብÂ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ
ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግብእ
ተጫረቲ ትራንስፖርት ብናይ ባዕሎም ናብ ሆስፒታል ኣታዊ ዝገብሩ
ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብÂ ሆስፒታልÂ መቐለ ደጋፊ ከይዲÂ ስራሕÂ ዕደጋ ፋይናንስንÂ ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
ንመክበሪ ዉሕስና ዝቀርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ
ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 3/ 02/2010 ዓ/ም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ድማ ብር 35 እናገዝኡ ምዉሳድ ይክእሉ
እዚ ጨረታ 16/02/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 5:00 ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
ቤትÂ ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
ተጫረቲ ሰዓሪ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣብ ሆስፒታል ብምምፃእ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪÂ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታት ይካኣል:
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (510)
ህንፃ መሳርሒ (7193)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
ምግብን መስተን (515)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (88)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s