ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ሆስፒታል መቐለ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ህንፃ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 35.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ህንፃ መሳርሒ
/
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኑ ቫት ተመዝገበቲ ምካኖምን ናይ ቀረባ እዋን ድክሊራስዩን ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ
መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከምፅእ ዝክእል
ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብÂ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ
ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግብእ
መክበሪ ዉሕስና ዝቀርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ
ዋጋ ሰነድ ጨረታ 35 ብር እዩ
ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 23/1/2010 ዓ/ም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ
62
እንዳገዛእኩም ምዉሳድ ትክእሉ
እዚ ጨረታ 7/2/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ስብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኪቦም በዓልዋና ብዘይብሉ ክክፈት ይክእል
ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪ ቑፅሪ 0344420046 ምሕታት ይካኣል::
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (510)
ህንፃ መሳርሒ (7193)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
ምግብን መስተን (515)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (88)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s