ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብቲ ከተማ ንዝረከብ ሴክተር አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋላለዮ አቁሑት ብስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ

መሳርሒ ፅሕፈት: ኤለክትሮኒክስ: መቀያየሪ አቁሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን :ሕትመትን :ደምቢ ክዳንን

ተጫረቲ Â ከማልእዎ ዝግባእ
1. በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ::
2. ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፌኬት::
3. ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎም:ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዘለዎ:ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ንሕድ ሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምር ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይኽእሉ::

5. ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ከረክብ አለዎ

6. እቲ ጨረታ ካብ Â ዕለት 22/01/2010 ክሳብ 7/ 02/ 2010 ዓም አብ አየር ይፀንሕ 7/ 02/ 2010 ዓም ልክዕ 3:30 ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ አብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ይኸፈት::
ቤተ ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ:

7. መክበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 7,000 ቅርሺ ንኤለክትሮኒክስ 10,000 ቅርሺ ንሕትመት 3,000 ቅርሺ ንደምቢ ክዳን 3,000 ቅርሺ ንመቀያየሪ አቁሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን Â 3,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8. ሰነድ ጨረታ ቅዳሕን ዋናን ብዝተዓሸገ ፖሰታ ብምግባር ሓደ ዋናን ቅዳሕ መፍለዩ ቁፅሪ ብምገባር ክሳብ 7 02 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዩ አለዎም

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347740003 ወይዉን 0347740610

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s