ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ክልተ በዓል ሸመንተ ነኮል ሽቃቅ ብደረጃ 8 ( BC OR GC) ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ንዘለዎም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

                                ምልከታ ግልፂ ጨረታ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ክልተ በዓል ሸመንተ ነኮል ሽቃቅ ብደረጃ 8 ( BC OR GC) ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ንዘለዎም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ ::

  • ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ዝተገለፁ ሮቆሒታት ከማልኡ አለዎም::

  1. ናይ ዘመኑ ስራሕ ግብሪ ዝኽፈሉን ፍቓድ ዘሐደስሉ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ኽቕርቡ ዝክእሉ ::

  2. ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያ ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ኮንስትራክሽን ቑፅፅርን ምዝገባ ፍቓድን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእሉ::

  3. ናይ ቫት ወረቐት ምዝገባን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሽን መረዳእታ ከቕርብ ዝክእሉ::

  4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብር 15 000 /ዓሰርተ ሐሙሽተ ሽሕ / ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ስም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::

  5. ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 15/ 4 /2007 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዋና ቤት ማሕበር ፅሕፈት ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ቢሮ ቑፅሪ 410 ኣድላይ መረዳእታታት ብምሓዝ ዘይምለስ 160.00 ብምኽፋል ክገዝኡ ይኽእሉ ::

  6. ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ዋጋ ፍይናንሻልን ቴክኒካልን ዶክመንት ንሕድሕዶም ሓደ ዋና ክልተ ፎቶ ኮፕን ናይ ጨረታ ዉሕስና ሰነዳት አብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ምስ ዓሸጉ ኩሎም ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንቕ ክሳብ ዕለት 5 /05/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት በአካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ እዮም

  7. ተጫረቲ ናብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቐርቡ ቅጥዕታት ብትኽክል መሊኦም አብ ሕድሕድ ዶክመንት ፊሪሞምን ሓቲሞምን ቅድም ሰዓብ እቲ ዶክመንት እንትአዛብዑ እቲ ዶክመንት ከምቲ ዝሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ከይጎደሉ ከቕርቡ አለዎም ::

  8. እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰሉስ : ጥሪ 5/ 05/  2007 ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ኣዳራሽ ማልት ክኽፈት እዩ ::

  9. እቲ ቤት ፅሕፈትና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

  10. ንተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊዩ አብ ቢሮ ቁፅሪ 410 በኣካል ብምቕራብ ወይ ደማ ብስልኪ ቑፅሪ 0344408246 , 0344 40 99 23 ብምድዋል ምሕታት ይከአል እዩ:;

መተሓሳሰቢ  :  እቲ ስራሕ ኣብ 60 ካላንደር መዓልቲ ሰሪሑ ከረክብ ዝኽእል ::


 


 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s