ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ /ዓዲ ን 2007 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ደንቢ ልብስ ናይ ሓካይም ኣንስላታት ወዘተ በቢ ዘርፉ ዝተፈላለዩ ኣጫሪተና ክንገዝእ ስለ ዝደለና

ምልክታ  ግልፂ  ጨረታ
ቤት  ፅሕፈት  ሆስፒታል  ዓ /ዓዲ   ን 2007 ዓ/ም  ግልጋሎት  ዝዉዕሉ   ናይ ፅሕፈት  መሳርሒ  :  ናይ  ሕተመት  : ናይ  ፅሬት  ኣቁሑት :  ናይ  ኤሌክትሮኒክስ  ኣቁሑት  :  ናይ  ደንቢ  ልብስ   ናይ  ሓካይም   ኣንስላታት ወዘተ   በቢ  ዘርፉ   ዝተፈላለዩ  ኣጫሪተና ክንገዝእ  ስለ ዝደለና   ተወዳዲርኩም   ክተቕርቡ   እትደሊዩ  ሕጋዊያን   ነጋዶ   ከጫርት   ይደሊ   ስለዚ  ካብ  ዕለት  16 / 04  /207 ዓ/ም  ክሳብ  06/ 05/2007 ዓ/ም  ሰዓት  ኣብ  ሆስፒታልና  ደጋፊ  ከይዲ  ስራሕን   ዕዳጋን   ፋይናንስን   ንብረትን   ምምሕዳር  ዝተዳለወ   ሰነድ  ሕሽድሕድ   ዘይምለስ    ብር  20.00  /ዒስራ  ብር/  ከፊልኩም  ብምዉሳድ   መወዳደሪ  ዋጋ  መሊእኩም  ሕድሕድ  ሰነድ  በበይኑ  ምስ  ዶክሜንት  ብዝተኣሸገ  ፖስታ  ናብ  ዘደለናዩ   ሳንዱቅ  ክተእትዉ  ትኽእሉ ::   በዚ  መሰረት
ተጫረቲ  ክተማልእዎ  ዝግባእ
1 ሕጋዊ  ንግዲ  ፍቓድ  ዘለኩምን  ዘሀደስኩምን  ኮይኑ  ሐደ  ኮፒ  ከቕርብ  ዝኽእል::
2  መለለይ  ቁፅሪ   /TIN/ መረዳእታ  ሓደ  ኮፒ::
3 ተወሳኪ  እሴት  ወይ  ታክሲ / VAT/   ዝተመዝገብኩምን   ሓደ ኮፒ   ከቕርብ  ዝኽእል::
4 ናይ  ወርሒ  ሰነ  ዲክለር  ዝገበርኩምሉ  ኮፒ  ከቕርብ  ዝኽእል::
5 ናይ  ዝተሐደሰ   መቕረባይነት  ዘለኩም    ሓደ ኮፒ   ከቕርብ  ዝኽእል::
6 ንጨረታ  መኽበሪ  ንሕድሕድ   ዘርፍ  2000. 00  ብር   /ክልተ  ሽሕ /   ብጥረ  ገንዝብ  ወይ  ብናይ   ኢያ  ንግድ  ባንክ ቸክ  ቅድሚ  ጨረታ  ምክፋቱ   ከትሕዙ  ዝክእሉ::
7 ጨረታ  ዝእሸገሉ  ዕለት  06 /05 /07  ዓ/ም  ሰዓት  4:00  ቅደሚ  ሰዓት::
8 ጨረታ  ዝኽፈተሉ  ዕለት   06  /05 / 07  ዓ/ም  ሰዓት  4:30  ቅደሚ  ሰዓት::
9 ጨረታ  ዝኽፈተሉ  ቦታ  ዓዓዲ  ሆስፒታል  ፋይናንስን   ምምሕዳር  ኮይኑ  ተጫረቲ   ወይ  ድማ   ወኪሎም  ኣብ  ዝተረኽብሉ ዝኽፈተ ኮይኑ  ዘድሊ መረዳእታ  ጨረታ  መኽበርን ኣማሊኡ  ኣብ እዋን  ጨረታ   ምኽፋት  ዘይተረኸበ  ተወዳዳራይ  ከምዘሎ   ተሓሲቡ ክወዳደርን   ንዘሸነፎ  ከቕርብን  ይግደድ::
10 ንዝሰዓሮ  ንብረት  ብናይ  ባዕሉ  መጎዓዝያ   መፅዐንን  መራግፍን  ንሆስፒታልና  የቕርብ::
11 ካብቲ  ንጨረታ  ዝወፀ  ንብረት  20 %  ክንቅንስን    ክንዉስክን   ከምንክእል  ምፍላጥ  የድሊ::
12 ተጫራቲ  ኣብ  ዘቕረብዎ   ናይ  ጨረታ  ዶክሜንት  ሽምን  ማህተምን  ፎርማን   ናይ  በዓል  ዋና  እንተዘይሃልይዎን  ስርዝ  ድልዝ  ዘለዎ  እንተኮይኑ  ኣብ  ጎኑ  ፊርማ   እንተዘይሃልይዎ  ተቐባልነት  ኣይህልዎን  ::
13 ቤት  ፅሕፈት ሆስፒታልና   ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኪቡ  እቲ ጨረታ   ብክፋል  ይኩን  ብሙሉእ  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::
ንተወሳኺ   ሓበሬታ    ብኣካል  ብምምፃእ   ወይ  ብስልኪ  ቁፅሪ  03 44   46 00  51/ 50   ምድዋል  ይካአል::

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s