ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ናይ ስፔር ኣቁሑት :ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይመኪና ሃለቅቲ ንብረት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት አወዳዲርና ክንገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡን ክትሰርሑን እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድም
  • ናብ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 315 እንዳመፃእኩም ዘይምለስ ገንዘብ ብምኽፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምትኽእሉ ንሕብር
  • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 100
  • ናይ ፅሬት ኣቀሑት 30
  • ናይ ስፔር ፓርት ኣቀሑት 100
  • ናይ መኪና ሃላቒ ንብረት 100
  1. ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ኦርጅናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትኽእሉ
  2. VAT ዝተመዝገብኩምን ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ
  3. ዝተጫረትክምዎ ንብረት ጠቕሊልኩም ክተቕርቡÂ እትክእሉ
  4. ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ትወስድሉን ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩሉን ካብ ዕለት 12/04/2009 ዓ/ም እስካብ 25/04/2009 አብ ስራሕ ግዜ ይኸዉን
  5. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 26/04/2009 3:00 ይከዉን
  6. ተጫራቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይኽፈት
  7. ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ካብ ዝተጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 % የትሕዙ
  8. ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ንብረት አታዊ እንተዘይ ገይሮም እቲ ኣብ ዉዕል ዘትሓዝዎ ገንዘብ ብሙሉእ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይኾን
  9. ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእቱ ክኸዉን አለዎ
  10. እተቅርቡልና ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ ቫት ሓዊሱ ዋጋ ዘየቐመጠ ተቀባልነት የብለን
  11. ብተወሳኪ ኣበቲ ተቀሚጡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ምስራዝ ዝተኸልከለ እዩ
  12. Â ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  13. Â ካብ ዝተቐመጠ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ከምዝከኣል
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s