መሳርሒ ፅሕፈትን:: ቀዋሚ ንብረት አቁሑት ቢሮ :መለዋወጢ አቁሑት መካይን :ዝተፋላለዩ ሕትመት :መሳርሒ ህንፃ:ናይ መኪና ጉልበት ዋጋ ምስራሕ
ብመሰረት እዚ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
- ናይ ከፋላይነት ግብሪ መለለዩ ቁፅሪ ዘለኩም
- ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ብዘርፉ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ቀዋሚ ንብረት ቢሮ ህንፃ መሳርሒ ናይ መኪና ናይ ጉልበት ስራሕ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘፈለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ
- ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ምዉሳድ ይከኣል
- መክበሪ ጨረታ ናይ ቀዋሚ ንብረት መሳርሒ ህንፃ ናይ መኪና ናይ ጉልበት ዋጋን 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይእዉን ብሲፒኦ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝወሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ተጫረቲ ከትሕዙ ኣለኩም
- መሳርሒ ፅሕፈት ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመትን 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
- ሳነዱቅ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹምÂ እንትከዉን ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 16 ሕዳር 2009 ዓም ጀሚሩ ንተጨረቲ ክፍቲ ይከዉን
- ጨረታ 30 ሕዳር 2009 ዓ ም ሰዓት 8 ፡00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይዉን ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344451137 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት