ጨ/ቤ/ል/ከ/ን/ኢንዱስትሪ ወ/ጧንቋ ኣበርገለ ትልምን ፋይናንስን ኣብ በጀት 2009ዓም ናይ ኤለክትሮኒከስ/ መብራህቲ/ አቁሑ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ተጫረቲ ልዕሊ 100000 ብር ኣበ ዝዋግኡ እንትሳተፉ ተጫረቲ ንተወሳኪ ኤሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ክኮኑ አለዎም ከምኡዉን ቫተ ዲክለረሽን ከቅርቡ አለዎም ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ ቲን ከቅርቡ አለዎም

ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅረቡ ዝክእሉ በቲ መሰመር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ኣበ ከይዲ እቲ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝከዉን ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዕዳጋ መንግስቲ ኣብ ዝግበር ዘትሕዝዎ መክበሪ ጨረታ ከም ዝዉረስ ፈሊጦም ጨረታ አክቢሮም ዝኣትዉ

ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 21 /02/ 2009 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ናይ ዶክመንት ዋጋ ብክፋል ካብ ጨ/ቤ/ዕ/ል/ከ/ን/ኢንዱስትሪ ወ/ጧንቋ ኣበርገለ ትልምን ፋይናንስን ከተማ የጭላ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ትወስዱ ትክእሉ

ተጫረቲ ጨረታ መክፈቲ ዕለት 05/ 03/ 2009 ዓም ኮይኑ ድሕሪ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኣስቱÂ መክበሪ ናይ ስራሕ(ፐርፎርማንስ ቦንድ) 10% ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ምስ ኣትሐዙ ዝልቀቅ ይከዉን

መክበሪ ጨረታ ብ ሲፒኦ 3000 ቅርሺ

ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖሰታ (ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ኣብሓደ ዓብዮ ፖሰታ ተዓሺጉ ዘቅርብ ኮይኑ እቲ ዝተመልአ ዋጋ ብቲ ናይቲ ድርጅት ላዕለዋይ ሓላፊ ተፈሪሙን ማህተም ዓሪፍዎን ምስ ሙሉእ ኣድራሻ ይቀርብ

እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ ዘብቅዐሉ ዕለት 05 /03/ 2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዮ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344220008/ 0968886361 /0914241363

  1. ሶድየም ላምፕ ፊክስቸር(GECEM) ጀሶም 250 W holder መጠን 32
  2. ሶድየም ላመፕ (GECEM) ጀሶም 250WÂ መጠን 32
  3. ኮንታክተር 80 አምፒርÂ መጠን 3
  4. Â
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s