ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ተሽከርከርቲ ወንበር ዝተኣሳሰዉ ወንበራት ሸልፍ ናይ ወፃኢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1000.00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 30 ( ሰላሳ) ብምኽፋል ካብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 20 ብምግዛእ ኣብ ዘተዳለወ ሳንዱቀ ጨረታ የእትዉ::
ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 17/ 02/ 2009 ክሳብ 06/ 03/ 2009 ዓም
ሳነዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 6 /03/ 2009 ዓም 8:00
ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ 6 /03/ 2009 ዓም ሰዓት 8:30
መክበሪ ጨረታ 1000
ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::
ናይ ግብሪ ኸፈላይ መለለይ ካርድ (Tin id) ዘለኩም::
ናይ መቕረባይ ሰርተፍኬተ ዘለኵም::
Â
ትካልና ዝሐሸ መማርፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ሕልዉ እዩ::
ኣድራሻና ጣብያ ጥዕና መቐለ ቀበሌ 17 ጎኒ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኺ ቑፅሪ 0344400210 ይጠቐሙ:
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1045)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7189)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s