ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ መቀለ ናይ ክልል መሬት ንምምሕዳር ህንፃ ፕሮጀክት ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 17, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 2, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 2, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ሀ ደረጃ 5 አማካሪ ና አርክቴክቸራትን ኢንጅነራትን ልዕሊኡን

ለ ብደረጃ 6 አማካሪ ኢንጅነራት ጠቅላላን ልዕሉኡን ብርኪ ፍቃድ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ

ተጫረቲ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍÂ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. Â ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
  2. ምስክር ወረቀት መቅረባይነት
  3. ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ካርድ
  4. ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት
  5. ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለረሽን መረዳእታ ዘለዎም
  6. ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእ
  7. ኩሎም ተጨረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 2 ሕዳር 2009 ዓም Â ዘይምለስ Â 300 ቅርሺ እንዳከፈሉ Â ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይክእሉ

ተወሳኪ ሓበሬታ ንምርካብ ናብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ስልክታታት ቁፅሪ

0344408975 ብምድዋል ሓበሬታ ምርካብ ይክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ