መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ናይ መኪና መለዋወጢ አቅሓ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 30, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
  1. በቢ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መቐረባነት ደፍተርን ቲንን ዝተሐደሰ ዘለዎ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናልን ነንበይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብÂ
  2. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነንÂ ናይ ወርሒ ሓምለÂ 2008 ዓ/ም ዲክላራሲዩን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::
  3. ተወዳደርቲÂ ጨረታ ቅድሚÂ ምክፋቱ መክብሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሕን ሐሸዋ ጥራሕ 5,000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር / ጥረ ገንዝብÂ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፕኦ ከትሕዙÂ አለዎም::
  4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝይብሉ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ማህተምን ፌርማን ተገይሩ ብፖስታ ተዓሺጉ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ነንበይኑ ፖስታ ብምግባር ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ንዝተዳለወ ሳፁን ናብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ
  5. ተጫራቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፅለት 28/ 1/2009 ዓምÂ ክሳብ 15/02/20089ዓ/ም ሰዓት Â 3:00 Â ዘይምለስÂ ብርÂ 30 ቅርሺ እናኸፈሉ ካብ መቤትና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱÂ ይኽእሉÂ
  6. እቲÂ ጨረታ ዕለት 15/1/20089ዓ/ም 3:30 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓትÂ 4:30 ቅ/ቀትሪ ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊÂ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን አብ ዘይተረከብሉ ይክፈት::
  7. Â
  8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡÂ እቲ ጨረታ ብምሉእÂ ይኹንÂ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  9. ንዝበለፀ ተወሳኪÂ ሓበሬታÂ ብአካልÂ ወይÂ ብስልኪÂ Â ቁፅሪÂ 0344411454Â ምሕታትÂ ይካአል::

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ