ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈትና ዝዉዕሉ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ከምኡዉን ኣቁሑት ፅሬት ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

 ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ናይ 2008ን 2009ን ዓ ∙ም ኣግባብ ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
  2. ናይ 2008ን 2009 ን ዓ ∙ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት መለለዩ መንነት ወረቀት ምስክር ፣ከፋላይ ግብሪ፣ተወሳኪ እሴት ታክስÂ ከምኡዉን ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓ ∙ም ዲክላራሽን
  3. ናይዞም ዝተሓበሩ ረቋሕታት መረዳእታ ዋናን ቅዳሕንÂ ከቅርብ ኣለዎ
  4. ተጫረቲ ዘይምለስ 40 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትንÂ ዞባ ማእከል ክፍሊ ቁፅሪ 36 ምዉሳድ ይከኣል
  5. ዝተሓዝ መክበሪ ጨረታ ዝሰዓረ ምስተፈለጠ ንዘይሰዓሩ ሽዑንሹዑÂ ዝምለስ 4,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ ኣለኩም
  6. ተጫሪቲ ሰዓርቲ ምካኖም ምስተገለጸፀ ኣብ ዉሽጢÂ 5 ተከታተልቲ መዓልትታት ቀሪቦም ዉዕሊ ክኣስሩ ኣለዎም
  7. ተጫረቲ መክበሪ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰሮ 10 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ከቅርቡ ኣለዎም
  8. ተጫረቲ ዉዕሊ ካብ ዝኣስርሉÂ ኣብ 10 ተከታተልቲ መዓልትታት ንብረትÂ Â ናብ ክፍሊ ንብረት ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም
  9. ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 23 መስከረምÂ 2009 ዓ∙ ም ክሳብ 8 ጥቅምቲÂ 2009 ዓ ም ሰዓት 3፡ 30 ናይ ንጉሆ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓትÂ ኣብቲ ከይዲ ስራሕÂ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ ሳነዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓ ∙ም ሰዓተ 4 00 ቅድሚ ቀትሪ እንትከዉን ብተመሳሳሊ ዕለት ድማ ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚÂ ቀትሪ ወኪል ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት
  10. ቤት ፅሕፈትና Â ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ መስራዝ መሰል ኣለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታÂ 0347754852 ምሕታት ይከኣል

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s