ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ቀለም መንደቕ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2018 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ቀለም መንደቕ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ እዚ ንብረት ንምቅራብ ዝስዕቡ ረቓሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም።

o ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን (2018 ዓ/ም) ዘለዎም

o ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቕርቡን ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

o ቫት (VAT) ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

o ሰነድ ጨረታ ብር 200.00 ብምኽፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይከኣል።

o ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO (ሲፒኦ) ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ CPO (ሲፒኦ) ኣብ ውሽጢ እቲ ፖስታ ተዓሺጉ ይቐርብ

o ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 11/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00

o ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡10 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3፡30 ይኽፈት፡፡

O ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የእትዉ።

መብርሂ:-እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻና፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትው ኢልካ ጎኒ ዩኒቨርስቲ

ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 38 /0914002380/

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s