ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ክ/ከተማ ኩሓ እግሪ ሓሪባ ተገጣጣሚ ገንኢ ንምስራሕ silicone ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሰርሒ አቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 59 /2018 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ክ/ከተማ ኩሓ እግሪ ሓሪባ ተገጣጣሚ ገንኢ ንምስራሕ silicone ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሰርሒ አቅሓ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ ቁ 23253ቐ/መ/ማይ ብዕለት 06/09/2018 ዓ.ም ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን(ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ

-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

- ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1siliconeብቁፅሪ2

N.B ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምiy Testy የአውታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 01/10/2018 ዓ.ም ክሳብ 03/10/2018

➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መዘገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s