ቤት ፅሕፈት ልምዓት ፋይናስን ከተማ ኣክሱም ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ከተማ ኣክሱም ንዝርከብ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ናይ መንስግስቲ ተሽከርከርቲ መካይን ኣቅሑት መለዋወጢ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቓድ ንግዲ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ ወረቐት ምስክር፣ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ መረዳእታን ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ.ም ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ፀብፃብን ከቕርቡ ዝኽእሉ።
* ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ካብ ከተማ ኣክሱም ክፍሊ ቁፅሪ 6 ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ መኽበሪ ጨረታ 20,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ክትሕዝ ኣለዎ።
* ጨረታ ካብ 21/08/2018 ዓ.ም ክሳብ 06/09/2018 ዓ.ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብ06/09/2018 ዓ.ም ሰዓት 9:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።
* ተዓዋቲ ምኻኑ ካብ ዝተገረፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲታት ውዕሊ ብምእሳር ንብረት ብባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ከተማ ኣክሱም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከቕርብ ዝኽእል፣ ዋጋ ጨረታ ድማ ን40 መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ።

1 በቲ ዘፈር አግባብነት ዘለዎ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋናን ቅዳሕነ ከቅርብ ዝክእል

2 ወረቀት ምስክር ናይ ግብሪ ከፋሊ ዋናን ቅዳሕነ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበን ናይ 2018 ዓም ዘተሐደሰ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕነ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ኣክሱም ክፍሊ ቁፅሪ 6 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲታት ዉዕሊ ክእስሩ ዝክእሉን ነቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ድማ ናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ከተማ ኣክሱም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 8 ብፅሬትን ሓላፍነትን ወሲዶም ከቅርቡ ዝክእሉ

7 መከበሪ ጨረታ 20000 ብጥር ገንዘብ ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

8 ነፀላ ዋጋን ሐፈሻዊ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ፊርማ ክዕርፍሉ አለዎ

9 ተጫረቲ ናይ መቅረባይ ምሉእ ፊርማን ማህተምን ብምግባር ናብቲ ናይ ጨረታ ሳነዱቅ ምእታዉ ይክእሉ

10 ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 21/8/2018 ዓም ክብ 6/9/2018 ዓም ኣብ አየር ዝፅንሕ ኮይኑ 6/9/2018 ዓም ሰዓት 9:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ እዉን ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

11 ኣበ እዋን ምክፋት ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ከምእዉን ከማልኡ ዝተሐተተ መረዳእታ ኩሎም ክማልኡ አለዎም

12 ነቲ ዝቀረበ ዝርዝር መረዳእታ ብምምላእ ድማ ማህተም ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ሰነዳት ኣብ ነናይ ባዕሎም ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም

13 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሉ ዕለት ጀሚሩ ን40 መዓልቲታት ጥራይ ይከዉን

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ከምእድላይነቱ ካብ ነብስወከፈ ነፀላ ዋጋ ክሳብ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ እዉን ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ንዝበለፀ ሐበሬታ 0342750083 ምሕታት ይከኣል

16 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s