ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋለት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሕት , ናይ ኤሌክትሪክ ሲቲ ኣቁሑትን , ናይ መኪና ስፔርን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየን ካብ ብረታ ብረት ዝተሰርሐ ሓሳብ መዉሃቢ ሳፁን ክስርሕ ስለ ዝደለየን አብ 2007 በጅት ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፕን አብ ዝብላሸወሉ እ

ግልፂ ጨረታ

ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋለት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሕት ናይ ኤሌክትሪክ ሲቲ ኣቁሑትን ናይ መኪና ስፔርን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየን ካብ ብረታ ብረት ዝተሰርሐ ሓሳብ መዉሃቢ ሳፁን ክስርሕ ስለ ዝደለየን አብ 2007 በጅት ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፕን አብ ዝብላሸወሉ እዋን ከስርሕ ስለ ዝድሊ አብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

  1. በቲ ዘርፊ ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቲን ነምበር ናይ ዝተሐደሰ መቀረባይነት ሰርትፊኬት ::

  2. ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት መቅረብቲ ቫት ተመዝብትን ዝኮንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ተቅርቡ እትክእሉን ጥራሕ::

  3. ናይ ዝፅገኑ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፕን ዝፅግን ብዓል ሙያ ድማ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል::

  4. ቫት ተጠቀምቲ ናይ ወርሒ መስከረም 2007 ዓ/ም ዲክለረ ዝገበርሉ መረዳእታ::

  5. መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሰነድ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ቅርሺ ብባንክ ዝተረጋገፀ CPO ጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል::

  6. ሰዓራይ ምኮኑ ምስፈለጠ purchese order ምስ በፅሖ / አብ ዉሽጢ 5 ተከታታሊ መዓልቲ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጎጎዓዝያ ዘረክብ ይኸዉን::

  7. ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 16 /03 /07 ዓ/ም ክሳብ 30 /03/ 07 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣላማጣ ሻፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሽዳር ዘይምለስ ብር 50 /ሓምሳ /ቅርሺ እናከፈለ ይዉሳድ ::

  8. እቲ ጨረታ ዕለት 30 /03 /2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቕድሚ ቐትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ቕድሚ ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ይኽፈት::

  9. ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

  10. ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347740293 /0251 ምሕታት ይካአል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s