ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ
ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ፕላስቲክ ውፅኢት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ /Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ወንበር | ፕላስቲክ ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 50 | |||
| 2 | ጠረጴዛ | ፕላስቲክ ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 18 | |||
| 3 | በርሜል | 200 ሊትር ፕላስቲክ ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 18 |
➢ እንክተሎም መምርሒ:
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ዕለት 21/07/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/07/2018 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 24/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ክቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ
ድሕሪት