ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ጋዛት ሐደ ኣክስጅን ጋዝ : ካርቦንድኦክሳይድ ጋዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ግብሪ ዝከፈለ : ንግዲ ፍቃድ 2018 ዓም ዝሐደሰ : መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

2 ከምእዉን ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት መታወቂያ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ተቅርብዎ ንብረት ዓይነት ንግድ ፍቃድ ኦርጅናል ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንትምላእ ሰም ኣድራሻ ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ

6 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንትምላእ በቲ ዝቀረበ ስፐስፊኬሽን ክምላእ አለዎ

7 ናይ ባዕልካ ስፐስፊኬሽን ምእታዉ ኣይፍቀድን

8 መከበሪ ጨረታ 2000 ብር ንጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

9 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዝምለሰሎም ተጫረቲ ዉዕሊ ምስኣሰሩ ይምለሰሎም

10 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስር ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

11 እቲ ሰነድ እንትምላእ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃሊዎ ፊርማ ክዓርፈሉ አለዎ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ መሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝሐለወ እዩ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ከምኣድላይነቱ ናይ ዝግዛሕ ኣቅሓ ክሳብ 20 ሚእታዊ ከዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

14 ካብ ዕለት 14/7/2018 ዓም ክሳብ 28/7/2018 ዓም ናብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን እናመፃእኩም ኣብ ስራሕ ሰዓሰት ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

15 እቲ ጨረታ ዕለት 29/7/2018 ዓም ዝዕፀወሉ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

16 ሰዓራይ ኣካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከቅርብ ዝክእል

17 ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቀርብ አለዎ

18 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 46 መዓልቲ ይከዉን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s