ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይረክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳገመ ህንፀትን ሕውየትን ገልጋሎት ዝውዕል ናደ መኪና መጋየፂ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ስወዳዲሩ ክሰድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑ/ፕሮ- 44

ቑፅሪ ዕክንም 35/3-2/01/1

ዕለት- 25/05/2018 ዓ/ም

ንሳልሳይ ጊዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይረክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር
ንቤት ፅሕፈት ዳገመ ህንፀትን ሕውየትን ገልጋሎት ዝውዕል ናደ መኪና መጋየፂ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ
ስወዳዲሩ ክሰድግ ይደሊ።ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ & ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብኩ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሉ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሲሕኩም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 14/07/18 ዓ.ም ክሳብ 16/07/2018ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ደግባእ።ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2018 ዓ/ም ስዓት 3:30 ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ።

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራደ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ3/ሰሰስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሱ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ዝክአል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ክተርክቡትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ደገባእ ሳዓራደ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መስኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስእሳእ ተሓታቲ ደኸውን

5. ኣብ ዘደዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ደግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ ደኸውን

7. መምስሏ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ

8. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳደ/ፅ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሱን ወደ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓሰወ እዩ።

ንዝደስ ሓበሬታ ብአካል ወደ ብሰልኪ ቁፅሪ 0914732577 ምሕታት

ዋጋ መምሰሊ

ተ/ቑዓይነት ግልጋሎት መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ሽቶ ናይ መኪናተነፋሒ ኦርጅናልብቁፅሪ02
2ቀዳ ውሻ መሕፀቢ መኪናብቁፅሪ04
3ናይ መኪና ቅብኣትኦርጅናልብቁፅሪ05
4ናይ መኪና ምንፃፍኦርጅናልሴት01
5ናይመኪና ከቨር መሪኦርጅናል ፀፀች ዘለዎ ኮይኑ ቀዳብቁፅሪ01
6ኮንፈርት መኪና ምስ ሙቀት መከላኸሲዳብል ኮንፈርትብቁፅሪ01
7ናይ መኪና ምንባፍ/ቲብሰር/ኦርጅናልብቁፅሪ01
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s