ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፦
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ፓርቲ ናምበር | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ኮምፒተር ወረቐት A4 80A | ብደስጣ | 160 | 1ይ | |||
| 2 | ሓቓፊ ባዓል ሓፅን ኬንት | ብቑዕሪ | 100 | 1ይ ደረጃ |
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት IIN No ኮፒ ከቅርቡ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 09/07/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ድማ ይኽፈት።
➢ እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ዝርዝር መሰረት ምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር እስፐሲፊንክሽን መሰረት ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 4' መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Bock 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ'ዩ።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።
ድሕሪት