ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሹም ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ከተማ እንትጮ ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዕደጋ መፍለይ ቁፅሪ REN construction ቀበሌ 02 2018 ዓም ፍሉይ ቦታ ቀበሌ 02 ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ እንትጮ ንዝስራሕ ፅገና ሕድሳት ህንፃ ንምክያድ ኣብ እንትጮ ንዝርከቡ ደቀቅቲን ትካለት ንግድን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ንዘይኮኑን ደረጃ 10 BC ወይ GC ኮንትራክተራት ብክልላዊ ሽፋን መሰረት ዝገበረ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20000 ቅርሺ ንሓርበኛታት ዘይኮኑ 10000 ድማ ንሓርበኛታት
  • ቦታ: እንትጮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ዘፈር ቁጠባ ዝተዉሃበ ብብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት

2 ብቤት ፅሕፈት ምልማዕ ንግዲ ዝተዉሃበ ንንግዲ ምዝጋበ ምስክር ወረቀት ፈቃድ ንግዲ ስራሕን ዝተሐደሰ ግዝያዊ ብቅዓት ምስክር ወረቀት ተኮናታናርይነት ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ዝተዉሃበ ግብሪ ከፋላይ ምዝጋበ ምስክር ወረቀት ማለት እዉን ቲን ናምበር ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይ 2018 ዓም ዓይነት ተወሳኪ ስራሕ ከም ዘይብሎም ዝገልፅ ካርዲ ብቤት ፅሕፈት ልመዓት ዘፈር ቁጠባ ዝዉሃብ ከቅርቡ አለዎም

4 እዞም ልዕል ኢሎም ተሓቲቶም ዘለዉ መረዳእታት ኣብ እዋን ምክፋት ጨረታ ሒዙ ዘይቀረበ ተጫራታይ ካብቲ ጨረታ ዝስርዝ ይከዉን

5 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ማለት እዉን ብቼክ 20000 ቅርሺ ንሓርበኛታት ዘይኮኑ 10000 ድማ ንሓርበኛታት ዝኮኑ ብካሽ ወይድማ ኣብ ከተማ እንትጮ ካብ ዝረከቡ ብቤሄራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይድማ ፋይናንሳዊ ትካለት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ወይድማ ፋይናንሳዊ ትካላት ብዘረጋገፆ ቼክ ከቅርቡ አለዎም

6 ተጨረቲ ናይ ዝጫረትሉ ህንፃ ስራሕቲ ሳይት ፕሮጀክት ካብ ዝተረክብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 45 ተከታተልቲ መዓልቲ መሉእ ብመሉእ ዛዚሞም ከረክብ አለዎም

7 ተጨረቲ በቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሻሙ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 1500 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ዕለት 19/6/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሹም ቢሮ ቁፅሪ 02 ብምምፃእ ምዉሳደ ትክእሉ

8 ተጨረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋናን ክልት ቅዳሕን ጨረታ መከበሪ ሰነድ ማለት እዉን ስፒኦ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ብርኪ ትካል ዝተዉሃቦም ምስክር ወረቀት ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ፈቃድ ንግዲን ናይ ኮንስተራክሽን ተኮናታራይነት ምዝገባ ካርድ ናይ ግብሪ ከፋላይ ምስክር ወረቀት ማለት እዉን ቲን ናምበር ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዝተሐደሰ ግዝያዊ ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታታት ኣብ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይቲ ዝተጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣድራን ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ ብዝርአ ቀለም መሪፆም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ አብ ዝተደለወ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 9/7/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

9 ተጨረቲ እቲ ሰነድ ብዉነ ተረዲኦም ዋጋ ብምምላእ ፊርሞን ማህቶምን እቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ከየጎደሉ ከቅረቡ አለዎም

10 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ዕለት 9/7/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:00 በቲ ዕለት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሽም ቢሮ ቁፅሪ 02 ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ዝመፅእ ሰነድ ዝኮነ ይኩን ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

11 ፍታሐዊነት ክፍሊት ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕ ዝተዋፈሩ ደቂ ተባዕትዩ ደቂ ኣንስትዩን ብማዕረ ክከፍል ዝክእል

12 ዝኮነ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ንካሊእ ኣናሽተይ ንግዲ ትካላት በዉክልና ክጫረት ወይ ዉዕሊ ክኣስር ከስርሕን ዝተከልከለ እዩ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0940846820

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s