ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናብ ሓዊደላን መስንቆትን ማይ ንምምላስ 18 M3 ዝሕዝ ቦቲ ብቅዓት ብዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ / ማሽነሪ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ኩነታት ተሽከርከርቲ ድሕንነቱን ዘተኣማማን ክከዉን አለዎ

3 እቲ መኪና 18 M3 ልዕሊኡን ናይ ምሽካም ዓቅሚ ከምዘለዎ መረጋገፂ ከቅርብ ይግባእ

4 ናይ ሐደ ሜትር ኩዩብ ዋጋ ምስ ቫቱ ብግልፂ ከቅርቡ አለዎም

5 ናይ ጨረታ ዉሕስና ብር 10000 ብስፒኦ ወይ ብካሽ ክትሕዝ አለዎ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ከቅርብዎ ዝክእሉ ዓይነት ደኬሜንት ፋይናንሽል እና ቴክኒካል ደኩሜንት ስፒኦ

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ኢንቭሎፕ ክሳብ 26/6/2018 ዓም ከቅርቡ ይክእሉ

9 ተጫረቲ ነዳዲ ካብ ባዕሎም ምኮኑ ክፈልጡ ይግባእ

10 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ እቲ ጨረታ ሰነድ ይክፈት

11 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/6/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:45 ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

12 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ን 0348400362 0344405806 ምሕታት ይክኣል

ዝርዝር ዝከድሉ ቦታን መዓልቲን ኣብ ሰሙን ዝከድሉ ቦታ መሰንቆት በዝሒ መዓልቲ ዝከድሉ ኣብ ሰሙን ሰለሰተ ግዜ ኣብፂሕካ ምምላስ ርሕቀት ብኬሜትር 66 ኬሜትር ሐበሬታ ማይ ካብ ፋብረካ ስሚንቶ መሰቦ ዝመልእ ምካኖም

ሓዊደለ በዝሒ መዓልቲ ዝከድሉ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ኣብፂሕካ ምምላስ ርሕቀት ብኬሜትር 10 ኬሜትር ሐበሬታ ማይ ካብ ፋብረካ ስሚንቶ መሰቦ ዝመልእ ምካኖም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s