ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ን2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናውቲ ሕትመትን ቀዋሚ ንብረትን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ን2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናውቲ ሕትመትን ቀዋሚ ንብረትን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ /ነጋዶ/ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት :-

✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2018 በጀት ዓመት ፍቓድ ዘሐደሱን መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን፡፡

ናይ ዘርፉ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2018 በጀት ዓመት ዝተሓደሰን መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን፡፡

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /Tin number/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም ፣ ክታም ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት ክሳብ ዕለት 13/06/2018 ዓ/ም ዓ/ም ሰዓት ማህተምን ተገይርሉ ብፖስታ 7/06/2018 /ም ሰዓት 2:00 ጀሚሩ 10፡00 ኣታዊ ምግባር ይክእሉ ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዕለት 13/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ታዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

✓ ኣድራሻ ኣብ ቀበሌ 16 ፊት ለፊት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ህንፃ ዛፉ ሓድጉ 3ይ ደብሪ ንርከብ።

✓ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ብግልፂ ክቅመጥ ኣለዎ፤ብግልፂ እንተዘይኣቐሚጦም ግን ቫት ከም ዝሓወሰ ተገይሩ ይውሰድ፡፡

✓ ጨረታ ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ /ሰለስተ/ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘሸነፎ ንብረት ብዕሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል።

✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዙይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር

✓ ተጫረቲ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት 3ይ ደብሪ ቁፅሪ 01 ብኣካል ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብናፃ ክወስዱ ይኽእሉ

✓ ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ 0914766805 ወይ 0934106110 ይደውሉ፡፡

ቀዋሚ ንብረት (Furniture) ዋጋ መምልኢ

ተ.ቁርዝር ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1Office Chairs (imported)Sampleቁፅሪ10
2Office table 70cm x 140cmSampleቁፅሪ05
3Metal shelf a glass (imported) 1.85cm x 85cm x 40cmSampleቁፅሪ05
4Metal shelf full coverd (imported)Sampleቁፅሪ05

ናይ ስፒከር ዋጋ መምልኢ

ተ.ቁርዝር ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ስፒከር/ max imported/ በዓል 15 inches, 8ooW)4545ቁፅሪ5

ናይ ሕትመት ዋጋ መምልኢ

ተ.ቁርዝር ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ናይ ጠረጴዛ ማይካ ቁመት 15ሳ.ሜ ጎኒ 30ሳ.ሜ ኮይኑ ኣብ ማእኸሉ ብምቅዳድ ቁመት 5ሳ.ሜ ጎኒ 20 ሳ.ሜ ናይ ሽም መፅሓፊ ዘኣቱን ዝወፅእንብሳምፕልቁፅሪ90
2ባጅ ናይ ሰራሕተኛታት ምስ መንጠልጠሊኡብሳምፕልቁፅሪ30
3ስቲከርብሳምፕልቁፅሪ6ካሬ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s