ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡
5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 7' መዓልቲ የረክቡ፡፡
6. ፕሮፎርማ አብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 28/05/2018 ክሳብ 02/06/2018 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡
7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ፡፡
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | Oil Filter | 90915-YZZD2 | Pcs | 20 | |||||
| 2 | Fuel Filter | 23390-51070 | Pcs | 05 | |||||
| 3 | Horn Assy | Geely | Pcs | 02 | SC-7 | ||||
| 4 | Battery Cable Jamper | Meter | 04 | ||||||
| 5 | Window Handle (መውረድን መደየብን መስታወት) | Pcs | 03 | HZJ-105L | |||||
| 6 | Cylinder Head Cover Seal | Pcs | 01 | Geely GC-7 | |||||
| 7 | Roter Head Sub Assy | Bishoftu | Pcs | 01 | Model DD1022 | ||||
| 8 | Sleeve Cylinder | pcs | 01 | Model NOP 151L-BEMRK | |||||
| 9 | Mechanical Jack | 1.5 Tone | set | 01 | Toyota | ||||