ን3 ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ፅገና ምስ ንብረቱ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ ትክእሉ።
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ።
3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ናይ ወርሒ ሕዳር ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
5. ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተውሃበ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ፡፡
6. ደረጃ 3 ልዕሊኡን ዝኾንኩም።
7. ጨረታ መኽበሪ ብ C...ዕ.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡
8. ዝተአዘዘ ስራሕ አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ኣብ ውሽጢ 30‛ መዓልቲ ሰሪሖም የረክቡ፡፡
9. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 28/05/2018 ክሳብ 12/06/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኽፈት ፡፡
10. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ፡፡
ዝርዝር ንብረት
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ናይ ቅድሚት የማን ፓራወልት ሆልደር | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ሓዱሽ ንብረት | ||||
| 2 | ናይ የማን ስፖክዮ ፍሬቻ | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ሓዱሽ ንብረት | ||||
| 3 | ናይ የማን ቅድሚት ጎማ ቼርኬ (ኣለሚንየም) | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ሓዱሽ ንብረት | ||||
ዝርዝር ዝፅገን
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ናይ የማን ቅድሚትን ድሕሪትን ማዕፃ | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ዝፅገን | ||||
| 2 | ናይ የማን ቅድሚትን ድሕሪትን ፐረፋንጎ | Pcs | Geely GC-7 | ዝፅገን | |||||
| 3 | ናይ የማን ማእኸላይ ቀዋሚ | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ዝፅገን | ||||
| 4 | ናይ የማን መረጋገፂ | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ዝፅገን | ||||
| 5 | ቀለም ብምምስሳል/td> | <1> | ዝፅገን | ||||||
| 6 | ንዝልወጥ ኣቑሑት ናይ ኢድ ዋጋ | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ዝፅገን | ||||