ዕለት 20/05/2018
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 12
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ናይ መካይን መለዋወጢኣቁሑት ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 20/05/2018 ክሳብ ዕለት 22/05/2018 6፡00 ቀድሚ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ስቶርኩም ምህላዉ ብምርግጋፅ አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | ኦርጅናል | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቦልጄይንት ኣፐር | ኮብራ ብሸፍቱ | ኦርጅናል 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 02 | ||
| 2 | ፕሮፕራል ሻፍት ድሕሪት | ናይ ኮራ ብሸፍቱ | | ኦርጅናል 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 3 | ፊዩል ፌሊተር ሃንድ ፓይፕ | ናይ ኮራ ብሸፍቱ | ኦርጅናል 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 4 | ቶርኮሮድ ቡሺንግ | ናይ ኮራ ብሸፍቱ | ኦርጅናል 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 04 |
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5
ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875
ድሕሪት