ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ሰክተራት ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 21, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ሰክተራት ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፧ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።

ተ.ቀዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላዋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ካቴና መጋዝ ናይ RIRሆንዳቁፅሪ1
2ፍሬን ሻራ ድሕሪትሆንዳቁፅሪ2
3ሰፕክዮ የማንን ፀጋምንሆንዳቁፅሪ2
4ባትሪሆንዳቁፅሪ1
5ፍራቻ ድሕሪትሆንዳቁፅሪ1
6ፓራኣሌሆንዳቁፅሪ2
7ኣችራተር ነዳዲ መወሃቢሆንዳቁፅሪ1
8ጎማ ድሕሪት 110/90-17ሆንዳቁፅሪ1
9ጎማ ቅድሚት 90/90-19ሆንዳቁፅሪ1
10ጉይና ፍሩሴንሆንዳቁፅሪ1
11ዲሰኮ ኮምፕሊትTVSቁፅሪ1
12ካርቡሬተርTVSቁፅሪ3
13ፍራቻTVSቁፅሪ4
14ፓራኣልዮTVSቁፅሪ2
15ሰፕክዮTVSቁፅሪ4
16ሰቶፕላይት ብርጭቆTVSቁፅሪ1
17ሂልመንትTVSቁፅሪ2
18ሂክማ ናይ ንፋስTVSቁፅሪ2
19ማኔታTVSሴት2
20ጎማ ቅድሚትን ድሕሪትንTVSቁፅሪ2
21ኣምዝራተር ቅድሚትTVSቁፅሪ1
22ናይ የማን ከቨርTVSቁፅሪ1
23ፍሬን ሻራTVSቁፅሪ1
24ካቴና ኢንጅንTVSቁፅሪ1
25ካንዴላTVSቁፅሪ1
26ጎማ ቅድሚትንTVSቁፅሪ1
27ባትሪTVSቁፅሪ1
28ፍሬን ሻራTVSሴት1
29ሌዘር ናይ ወንበርTVSቁፅሪ1
30ፍሬን ሆልድርTVSሴት1
31ኣችራትረTVSሴት1
32መከላክሊ ንፋሰRTRቁፅሪ2
33ካቴና ምስ መጋዝRTRቁፅሪ1
34ፍሬን ሻራ ቅድሚትን ድሕሪትንRTRቁፅሪ6
35ካንከርRTRቁፅሪ1
36ሰልፍት/ታብሰርRTRቁፅሪ1
37ፍሪሴን ማኔላRTRቁፅሪ1
38ፍርሰን ኬብልRTRቁፅሪ1
39እንጅን ከቨርRTRቁፅሪ1
40ኣችራተርRTRቁፅሪ1
41ፍራቻRTRቁፅሪ7
42ባትሪRTRቁፅሪ1
43ሞቶሪኖRTRቁፅሪ1
44ጌጅRTRቁፅሪ1
45መብራህቲ ሙሉእRTRቁፅሪ1
46ሬጉራተርRTRቁፅሪ2
47ካንዴላRTRቁፅሪ2
48ጋሰኬት ሜከርRTRቁፅሪ1
49ናይ እግሪ መርገፂ ናይ ድሕሪትRTRቁፅሪ2

1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ / ካብ ዕለት 18/05/2018 ዓ/ም ክሰብ _ ዕለት 20/05/2018 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21/05/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዪ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ | መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።

8. ኣድራሻና_ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ w 9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ፡

ክንዲ ቤት ፅሕፈትት/ፋይናጋላን

ሽም

ፊርማ ----

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም ፊርማ

ዕለት--

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s