ቤት መዘጋጃ ከተማ ድብድቦ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ካልኣይ መንፈቀ ዓመት ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ተሸከርከርቲ ከምእዉን ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቢዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ፈቃድ ንግዲ ዝሐደሱን ካብ ትልምን ፋይናነስን ዝተሐደሰ ናይ ምቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም ከምእዉን ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳበ ዝገበርሉ መረዳእታ ከምእዉን ናይ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎምን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ድብድቦ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ፋይናስንን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 2 ዘይምለስ 1500 ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምከፋቱ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ቢድ ቢንድ ንነብሰወከፍ ኣቀሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ: ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ተሽከርካሪን 10000 ቅርሺ :ንሕትመት 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ንበረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን ናብ ቤት መዘጋጃ እታ ከተማ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ 13/5/2018 ዓም ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ድብድቦ ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ፋይናስንን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ዉሽጢ ተከታታሊ 15 መዓልቲ ምዉሳድ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ይክእሉ ስርዝ ድልዝ ተቀባልነት የብሉን

8 ሳነዱቅ ጨረታ 27/5/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ 28/5/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ወይድማ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

9 እዚ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ን60 መዓልቲ ይከዉን

10 እቲ ቤት መዘጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋልዕ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0939235907 / 0924156252

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s