ምልክታ ግልጺ ጨረታ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france :food house hold and santetion items ጨረታ ኽትዕድግ ትደሊ
ነጋዶ ዘማስአዎ ረቃሓታት
1. ናይ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከሩላይ መፍስደ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ ስይፍቀድን
5. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ጨረታ ይኹን ፕሮፎርማ ይስረዝ
6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡
7. ተጫረቲ ምስ ሰዓሩ ሰርቪስ ዝገበራ አይሱዚ ብምቕራብ አብ ዝተፀዉዕዎ ገልጋሎት ክህቡ ምግባር
8. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሱ ዕስት 13/05/2018 ዓ/ም -19/05/2018 ዓ/ም ይኸውን::
9. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕስት ብተመሳሳሊ ዕስት 19/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት
10. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ስቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ
11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደሻት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
12. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሱሽ ይኹን ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስወ እዩ
N.B ንተወሳኪ ሓበሬታ ናይ ማድኣት ዌብ ሳይት ፌስቡክ ፔጅ
Website: https://watigray.org
Facebook link: Tigray-Women-Association-Official