ን2 ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ፅገና ምስ ንብረቱ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 (ሓደ ሚኢቲ) ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ ትክእሉ።
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን IIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ።
3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
5. ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተውሃበ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ፡፡
6. ደረጃ 3' ልዕሊኡን ዝኾንኩም፡፡
7. ጨረታ መኽበሪ ብ C....ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ።
8. ዝተኣዘዘ ስራሕ አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ኣብ ውሽጢ 30' መዓልቲ ሰሪሖም የረክቡ፡
9. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/05/2018 ክሳብ 20/05/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡
10. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ።
ዝርዝር ንብረት
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ናይ ቅድሚት የማን ፓራወልት ሆልደር | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ሓዱሽ ንብረት | ||||
| 2 | ናይ የማን ስፖክዮ ፍሬቻ | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ሓዱሽ ንብረት | ||||
| 3 | ናይ የማን ቅድሚት ጎማ ቼርኬ (ኣለሚንየም) | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ሓዱሽ ንብረት | ||||
ዝርዝር ዝፅገን
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ናይ የማን ቅድሚትን ድሕሪትን ማዕፃ | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ዝፅገን | ||||
| 2 | ናይ የማን ቅድሚትን ድሕሪትን ፐረፋንጎ | Pcs | Geely GC-7 | ዝፅገን | |||||
| 3 | ናይ የማን ማእኸላይ ቀዋሚ | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ዝፅገን | ||||
| 4 | ናይ የማን መረጋገፂ | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ዝፅገን | ||||
| 5 | ቀለም ብምምስሳል/td> | <1> | ዝፅገን | ||||||
| 6 | ንዝልወጥ ኣቑሑት ናይ ኢድ ዋጋ | Geely GC-7 | Pcs | 1 | ዝፅገን | ||||