ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴከተር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አብ በጀት 2018 ዓም መደበኛ ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ: ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ናይ ማይ ትቦታታትን መለዋወጢ ኣቅሑት ዕድጊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ናይ 2018 ዓም ፈቃድ ንግዲ ዝሐደሰ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩምን ከቅርብ አለዎ

2 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መረዳእታ መቅረባይነት : መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ካልኦትን መረዳእታ ዋና ቅዳሕ ክቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሓምለን ነሐሰን ዲክለር ዘወራረድሉ ከቅርቡ አለዎም

4 እዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 6/5/2018 ዓም ክሳብ 21/5/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ምእታዉ ይክእሉ

5መከበሪ ጨረታ ናይ ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 25000 ቅረሺ: ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን 6000 ቅረሺ : ናይ ማይ ትቦታታትን መለዋወጢ ኣቅሑት 40000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ንክኣስር ብዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

7 መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 እቲ ጨረታ 21/5/2018 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ወረዳ ኢሮፕ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ከተማ ዶሃን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914436687 / 0914429069

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s