1 ናይ ኣቅሑት ጨረታ ሰነድ ዝርዝር ዘይምለስ 1500 ብር ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 5/5/2018 ዓም ጀሚሩ ካብ ሰዓት 2:30 ክሳብ 11:30 ኣብ ስራሕ ሰዓት ኮይኑ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3ተ እናመፃእኩም ምዉሳድ ክምትክእሉ ንሕብር
2 ብዘርፉ ስራሕ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፈቃድ ናይ 2018 ዓም ዘሐደስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
4 ቫት ዝተመዝገበን ወርሓዊ ዲክላሬሽን ዘቅርብን : ናይ ከፈለቲ ግብሪ መለለይ/ቲን/ ካሊእ ደኩመንትን ኦርጂናልን 2ተ ኮፒን ነንበይኑ ኣብ 3ተ ፖስታ ዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል
5 ነቲ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ከቅርብ / ከረክብ/ ዝክእል
6 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ / ነን ሕድሕዶም 15000 ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
7 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓለቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ መከበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ካብ ናይቲ ዉዕሊ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ኣብ ዕድጋ መክብሪ ጨረታ የትሕዝ ኣብ ዝተዉሃቦ መዓልቲ ዝተሐተቶ መክበሪ ዉዕሊ ዘየትሐዘ እንተኮይኑ መከብሪ ጨረታ ይዉረስ
8 ጨረታ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ዝተዉሃቦ መዓልቲ ኦርጅናል ንብረት ከቅርብ ዝክእል
9 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 5/5/2018 ዓም ክሰብ 20/5/2018 ዓም ንተከታታሊ 15 መዓለቲ ምኮኑ ፈልጥኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
10 ጨረታ ሳነዱቅ ዝዕፀወሉ ግዜ ካብ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ሰዓት
11 ጨረታ ሰነድ ዝክፈተሉ ግዜ ዕለት 20/5/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ይከዉን
12 ጨረታ ምስተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ናይ መዋዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ / ምምሕያሽ ምግባር ኣይከእሉን
13 እቲ ጨረታ ተጫራታይ ወይ / ሕጋዊ ወኪል / ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት እንተዘይቀሪቦም ድማ ብመምርሒ ጨረታ መሰረት እቲ ጨረታ ይክፈት
14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914167263 / 0914681857
ድሕሪት