ን3ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኣሕምልትን ዘርእን ፍራምረን ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::
3 ተጫረቲ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ወረቐት ዘለዎም::
4 ናይ መሸጢ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል (ዘለዎም):
5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 05/05/2018 ዓ/ም -13/05/2018 ዓ/ም ይከውን::
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 13/05/2018 ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 13/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
8 ናይቲ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
9 VAI ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
ድሕሪት