ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብንግዲ ዘርፍኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብኩም መረዳእታ

3 ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓም ዲክሊር ዝገበርክምሉ መረዳእታ

4 ጨረታ መክበሪ 5000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ካብቲ ጨረታ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ቁፅሪ 8 መፂእኩም ዘይምለስ ብር 100 እናከፈለኩም ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ እትክእሉ

6 ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 1/5/2018 ዓም ክሳብ 15/5/2018 ዓም ዝዕፀወሉ ዕለት 15/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ዝክፈተሉ ዕለት 15/5/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ይከዉን

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0341420117 0344416570 045825857 0914748486

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s