1ናይ 2017ዓም ብቅዓት መረጋገፂ ስራሕ ተኮናታሪ ፍቃድ ወረቀት ምስክር ዘለዎም ዝተሐደሰ ዘቅረቡ ድማ ካብ ዝምለከቶ ትካል ወድማ ኣካል መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ
2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀትር ምስክር ፈቃድ ስራሕ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ምዝጋበ ዝምልክተ ናይ ፌዴራል ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዝተሐደሰ ብሃርዲ ኮፒ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ካብዚ ወፃኢ ንዝቀረብ መረዳእታ ተቀባልነት የብሉን : ናይ ቫት ምዝጋበ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ 2018 ዓም ቫት ዲክራሸን ዘቅርብ
3 ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ ዘለዎምን ታክሲ ክሊራንሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 300000 ብር ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ክፍሊት መአዘዚ ቼክ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከቅርብ አለዎ
5 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 120 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም
6 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 23/4/2018 ዓም ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደደ መሰረተ ልማዓት ቢሮ ቁፅሪ 17 ብምምፃእ ዘይምለስ 2000 ብምክፋል ክገዝኡ ይክእሉ እዩም
7 ተጫረቲ ናይ ዝተጫረትሉ ሐደ ፕሮጀክት ሐደ ኦርጅናል ሐደ ኮፒ ቴክናካልን ሰነድ ሐደ ኦርጅናል ክልተ ኮፒ ድማ ፋይናንሻል ጨረታ ሰነድ ብቅዓት መረጋገፂ ስራሕ ተኮናተራይነት ፍቃድ ምስክር ወረቀት ንግዲ ስራሕ ፍቃድ መቅረባይነት ምዝጋባ ሰርተፊኬት ናይ ቫት ምዝጋበ ምዝስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ 2018 ዓም ቫት ዲክላሪሽን : ናይ ቲን ምዝገባ ሰርተፊኬት ነንበይኑ ብምዕሻግ መሊስካ ኣብ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ኣብ ዝባኑ ኦርጅናልን ኮፒን ስምን አድራሻን ተፃሒፉ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 8/5/2018 ዓም ሳዓት 3:00 ናይ ንጎሆ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ
8 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርብ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማህተምን ሓቲሞም ቅደም ሰዓብ ሓሊዎም እቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽየጥ ዝነበሮ ከየጎደሉ ከቅርቡ አለዎም
9 ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ዕለት 8/5/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ጨረታ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8/5/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ቁፅሪ 17 ጨረታ ይክፈት
10 እቲ ከይዲ ስራሕ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943080138 0344444360
ድሕሪት