ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንርክብ ህዝቢን ልምዓታዊ ትልምን ዝውዕል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ሰለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትውዳደሩ እትኸእሉ ምዃንኩም ንሕብር ።
ተቁ | ዝርዝር መግለፂ ዝዕደግ ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ታፕሌት | 195/60R15 ትሪያንግል | ቁፅሪ | 01 | ||
2 | ዲቫይደር | በዓል 6 ነዃል 1 ደረጃ | ቁፅሪ | 20 |
መተሓሳሰቢ
❖ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ።
❖ በቂ ሓዱሽ መቅረባይነት ከቕርብ ዝክእል ።
❖ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ ።
❖ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ IN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኸእል ።
❖ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት23/04/2018 ዓ/ም 27/04/2018ዓ/ም ክሳብ ስዓት 11:25 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ ፡
❖ ስዓራይ ዝኮነ መቅረባይ ስዓራይነቱ ምስ ፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከርክብ ዝክእል።
❖ ካብቲ ናይ ቢሮና ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመለአ ውድቂ ይኸውን ፡፡
❖ ኣድራሻ ዓዲ ሓቂ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጉድኣት ኣካል ህንፃ 5 ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 18 ንርከብ "
ምስ ስላምታ
ድሕሪት