ዕለት 20/04/2018 ዓ/ም
ቑፅሪ ት/ፋ/12 ፕ-ጨ/01
ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 08/2018 ዓ/ም
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳሬክቶሬት ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ Calm በጀት ዝክፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡
መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ
1. ናይ ዘመኑ 2017/18 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣
3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪTIN ዘለኩም፡፡
4. ናይ 2018 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣
5. 3% withholding tux ክኸፍል ዝኽእል፡
6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 20/04/2018 ዓ/ም ክሳብ 22/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።
7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 23/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።
8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ዝተወከለ ኮሚቴ ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::
9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።
11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኸእሉ።
| ተ.ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ኣቃፊ በዓል ብረት | ኬንት ኦርጂናል 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 200 | |||
| 2 | ፕሪንተር ቀለም | 26 A ኦርጂናል 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 20 | |||
| 3 | ፕሪንተር ቀለም | 59 A ኦርጂናል 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 20 | |||
| 4 | ድቫይደር | Best ኦርጂናል 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 05 | |||