1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ : ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን
2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈለ ካብ 22/4/2018 ዓም ክሳብ 4/5/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ክ/ዕ/ምምሕዳር ንብረት ንምዉሳድ ይከኣል
3 ጨረታ መከበሪ 5500 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
4 እዚ ጨረታ ዕለት 5/5/2018 ዓም ቅ/ቅትሪ 4:30 ተዓፅዩ ቅ/ቀትሪ 5:00 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914 618815 / 0945103045 / 0923301233
ድሕሪት