ቤት መዘጋጃ መቐለ ንፅሬት ዝዉዕል ተሽከርከርቲን ማሽነሪን : ፈርኒቸርን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንተሽከርከርቲን ማሽነሪን ሰነድ መግዝኢ 50000 : ንፈርኒቸርን 200000 ቅርሺ
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ንተሽከርከርቲን ማሽነሪን ሰነድ መግዝኢ 1000 : ንፈርኒቸርን 300 ቅርሺ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር / መኪና ክራይ / ማሽነሪ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ቫት ዲክላሬሽን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ክተቅርቡ እትክእሉ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ ዕለት 10/4/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 24/4/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ዝሽየጥ ይከዉን

4 ንተሽከርከርቲን ማሽነሪን ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 1000 ብምክፋል ንፈርኒቸርን ድማ 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

5 ናይ ጨረታ መከበሪ ንፈርኒቸር ኣቀሑት 50000 ቅርሺ ንተሽከርከርቲ ድማ 20000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 25/4/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት በዘይ ምርካቦም ሰነድ ጨረታ ከይተከፈተ ዝተረፈሉ ኩነታት ኣይህሉንፀ

8 ተጫረቲ ብክል ፖስታ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ድማ ኮፒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል ከይኑ ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ብግልፂ ዝረአ ኮፒን ኦርጅናልን ዝብል ፅሑፍ ክፃሓፍ አለዎ

9 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ናይ ጨረታ መከፈቲ ዕለት ካብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ወፃኢ እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዝክፈት ይከዉን አብ በዓል እንተዉዒሉ ግና ናብ ቀፃሊ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝሐልፈሉ ግና ሰነድ ጨረታ ምሻጥ ከምዘይከኣል ነፍልጥ

11 ቤት ዕዩና ካብ ዘዉፆም ንብረት 20 ሚእታዊ ነፀላ ዋጋ ክዉስክ ወይ ክቅንስ መሰል አለዎ

12 አብ መምልእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ወይ ድማ ንፁር እንተዘይኮይኑ ካብ ተቀባልነት የብሉን

13 ኣብ መምምሊ ዋጋ ምስ ቫት ወይ ብዘይ ቫት ምካኑ ከመላክቱ አለዎም እንተዘይኮይኑ ግና ምስቫቱ ከምዝኮነ ተገይሩ ይዉሰድ

14 ሰዓራይ ትካላ ንዝሰዓሮ ንብረት ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል ክክዉን አለዎ

15 ኣድራሻና ኣብ ዋና ብት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ትልምን ባጀትን ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914747482 0914767875

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s