ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ከይደ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ሙሉእ ፓኬጅን ሲሰተምን ስራሕቲን : ናይ ፋዉንቴን ስራሕቲ ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ሕክምና : ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰን ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምዝጋበ ሰርተፊኬት ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተመዝገብቲ ተወስኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ቫት ዲክራሸን ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 6/4/2018 ዓም ክሳብ 20/4/2018 ዓም ካብ ሰዓት 230 ክሳብ 1130 ድሕሪ ቀትሪ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽተ እንዳስለሴ ከይደ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 12 ዘይምለስ 1500 ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

6 ንሰርቪስ ኪና ጥራሕ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዘይብሉ እዉን ክወዳደር ይክእል

7 ናይ ሰርቨር ስራሕቲ ጨረታ 21/4/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ናይ ዘተረፉ ንብረታት ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:00 ይክፈት

8 እቲ ጨረታ በቲ ኣብ ምልክታ ዘሎ አማሊኡ እንተተረኪቡ እቲ ጨረተሰ ንምክፋት ዝዓግት ነገር የለን

9 መከበሪ ጨረታ ንሰርቨር መሉእ ፓኬጅ ሲሰተምን ስራሕቲ 120000 ቅርሺ : ንፋዉንቴን ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት 15000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንናዉቲ ሕክምና 10000 ቅርሺ ሰርቪስ መኪና 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ ጥራሕ የትሕዙ

10 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርብ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማህተምን ሓቲሞም ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ አለዎም እዚ ዘይገብር ተጫራቲ ግና ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝከዉን ክፈልጥ አለዎ

11 ናይ ሰርቨር መሉእ ፓኬጅ ሲሰተም ስራሕ ንምስራሕ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ሰነዳት ክዳለዉ አለዎ

12 ናይ ሰርቨር መሉእ ፓኬጅ ስሰትም ስራሕ ንምስራሕ ቴክኒክል ሰነድ ጥራሕ ኣብቲ ዕለት ዝክፈት ይከዉን

13 ናይ ሰርቨር መሉእ ፓኬጅ ስሰትም ስራሕ ንምስራሕ ቴክናካል ዋናን ሐደ ቅዳሕን ክዳለዉ ይግባእ

14 ከምእዉን ናይ ናይ ሰርቨር መሉእ ፓኬጅ ስሰትም ስራሕ ንምስራሕ ቴክኒካል ምስተወደአ ናብ ፋይናንሻል ዝሐለፉ ፋይናንሻል ዝክፈት ይክዉን

15 ናይ ሰርቨር መሉእ ፓኬጅ ስሰትም ስራሕ ንምስራሕ ከምእድላይነቱ ብቅዓት መረጋገፂ ስራሕ ልምዲ ወረቀት ምስክርን ካልእት ነዚ ዝሕግዙ ከተሓሕዙ ይክእል እዩም

16 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ እንተናአሰ ን45 መዓልቲታት ዝፀንዐ ይከዉን

17 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s