ፕርፎርማ --መቅረብቲ
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።
ፅሕፈት መሳርሒ
| ታቑ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | |||||
| 1 | ዳስተር ፅሬቱን ደረጅኡ ዝሓለወ | ብቑፅሪ | 50 | |||
| 2 | ኣቃፊ ፅሬቱን ደረጅኡ ዝሓለወ | ብቑፅሪ | 50 | |||
| 3 | ኮምፒተር ቀለም 80A | ብቑፅሪ | 15 | |||
| 4 | ኮፒ ፕሪንተር ቀለም Dx2430 | ብቑፅሪ | 40 | |||
| 5 | ኮፒ ፕሪንተር ማስተር cpMI 21 | ብደስጣ | 30 | |||
| 6 | ወረቐት Iso 9001 80 ግራም 21x29mm A4 size | ብቑፅሪ | 150 | |||
| 7 | ንእሽተይ ፅሬቱን ደረጅኡ ዝሓለወ | ብቑፅሪ | 10 | |||
| 8 | ኣጀንዳ ፅሬቱን ደረጅኡ ዝሓለወ | ብቑፅሪ | 10 | |||
| 9 | ክላሰር ፅሬቱን ደረጅኡ ዝሓለወ | ብደስጣ | 300 | |||
| 10 | መዝገብ ዓውይ ፅሬቱን ደረጅኡ ዝሓለወ | ብቑፅሪ | 15 | |||
| 11 | ሻራ ፕላስተር ፅሬቱን ደረጅኡ ዝሓለወ | ብቑፅሪ | 15 | |||
| 12 | ክያን እስክርቢቶ | ብባኮ | 5 | |||
| 13 | ሃርድ ካሸር ፅሬቱን ደረጅኡ ዝሓለወ | ብደስጣ | 6 | |||
| 14 | እስተፕለር ዓውይ ፅሬቱን ደረጅኡ ዝሓለወ | ብቑፅሪ | 2 | |||
| 15 | ፍለሽ ሚሞሪ 32 GB ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 5 | |||
| 16 | እስተፕለር ስፒል | ኢለክትሮንስ | ብ ካርቶን | |||
ኢለክትሮንስ
| ታቑ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | |||||
| 1 | ድቫይደር ፅሬቱ ደረጅኡ ዝሓለወ | 10 | ||||
| 2 | እስታብላይዘር ፅሬቱ ደረጅኡ ዝሓለወ | 5 | ||||
| 3 | ኤሌትሪክ ገመድ ፅሬቱ ደረጅኡ ዝሓለወ | 4 | ||||
➢ ናይ መቅራባይነት ፍቃድ ዘለዎ
➢ መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት(ቲን ናምበር) ምስክር ወረቐት ዘቅርብ
➢ ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ / የገልግል በቲ ዝቐረበ እስፐስፊኬሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምርሒ መሰረት ቅፅዓት ይውሰን
➢ ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ ኣያገልግልን
➢ ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ንብረት የረክብ
➢ ሰነድ ካብ ቤት ትምህርቲ ካብ ዕለት 30/3/2018 - 07/04/2018 ዓ.ም ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምሃ ምውሳድ ይከኣል
➢ እቲ ጨረታ ዕለት 08/04/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፂዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት