ምልክታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ረቋሕታት
• ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ወይ ድማ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም መቅረባይነት ፣ ቲን ካርድን ቫት ሰርተፊኬትን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ::
• ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ::
• ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር እናከፈለ ካብ 29 /03/ 2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/4/ 2018ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን ምዉሳድ ዝክእል ::
• ጨረታ መክበሪ 15,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
• እዚ ጨረታ ዕለት 14/03/ 2018 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ቅ/ሰዓት 4: 30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት
• ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ
0914618815
0945103045
0923301233 ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት