ፕሮፎርማ ቑፅሪ 8 /2018 ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ናይ መኪና ኣቁሑት ፊልትሮ ዘይቲን ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ኣቁሑት ፣ፊልትሮ ዘይቲን ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልዕ።
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣
➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/IN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቈዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ናይ መንነት መታውቕያ ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነመልክት ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ሓዚ ትርከበሉ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 24/03/2018 ዓ/ም ክሳብ 26 /03/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።
➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 26 /03/2018 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኸፈት፡፡
➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡
➢ እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ
እዩ።
➢ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ቅርቡ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል
➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይኽእልን።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714/09 14 76 88 50/09 14 01 55 36 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ መኪና ኣቁሑት ፊልትሮ ዘይቲ ግልጋሎት ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት ናይ ፔጆ መኪና - እስፔስፊኬሽን UF 3CUHM 20KY 153 307 2008 | እስፐስፊኬሽን | መለክዒ | ናይ ሓደ ገፅ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | ዲስኮ ፋሩሴን፣ፕላቶ፣ሪሊዘ ቤሪንግን | ኦርጅናል | ብሴት | 01 | ||||
| 2 | ኤየር ክላነሪ | ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 02 | ||||
| 3 | ኦይል ፊልተሮ | ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 01 | ||||
| 4 | ፓድ ናይ ድሕሪትን | ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 01 | ||||
| 5 | ጋድ ናይ ቅድሚት | ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 01 | ||||
ሽም
ፌርማ-
ዕለት -
ስልኪ ቑፅሪ
ሰላምታ!
ድሕሪት