ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሽረ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ኤለክትሮኒክስን :መሳርሒ ህንፃ :መለዋወጢ አቁሑት መካይን ብሽክለታን: አቅሑት ፅሬት :ቃላሚጦስ :ብሎኬት :ክራይ ሰርቪስ መኪናን: ሑፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1 ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን መለለዩ ቲን ነምበር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ሰነ ሓምለ ወይድማ ነሓሰ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ ገይሮም ዘቅርቡ

2 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ካብቲ ዋና ንብረት ወፃኢ ምቅራብ ካብ ዝተቀመጡ ስፐስፍኬሽን ወፃኢ ክተቅርብ ምፍታን ኣብዘይ ዘፈርን ንግድካ ምዉድዳር ካልኦትን ጨረታ ዘዛብዕ ስራሕ ዘይፍቀድ ምካኑ ስፐስፍኬሸኑ ከይተለወጠ እቲ ትካል ብዝመረፆን ብዝአመነሉን ሳምፕል መሰረት ዘቅርብ

3 ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 107Â ኣብ መቀለ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅረ 320Â ምዉሳድ ይከኣል

4 ሰዓራይ ጨረታ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዚ ናብቲ ትካል ንብረት ክፍሊ ከቅርብ አለዎ

5 ንመክበሪ ዉዕሊ 10% ዘትሕዝÂ ንዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ማለት እዉን ምስተወሳኪ ታክሱ ሓዊሱ ይመልእ

6 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥረገንዘብ ዘትሕዝ ኮይኑ ነንሕድሕዶም ዘርፊÂ ማለት ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ህንፃ: ኣቁሑት ፅሬት 5000 ቅርሺ የትሕዝ ንመሳርሒ ፅሕፈት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብሽክለታን :ንቀላሚጦስ: ክራይ ሰርቪስ መኪናን :ሑፃን ብሎኬትን 3000 ቅርሺ የትሕዝ

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 15 ነሓሰ 2008 ዓም ክሳብ 30 ነሓሰ 2008 ዓም ኮይኑ ጨረታ 30 ነሓሰ 2008ዓምÂ ሰዓት 4:00 ተዓፅዮÂ ብተመሳሳሊ ዕለት 30 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 4:30 Â ኣብ መቀለ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከይዲ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 320 ይክፈት Â

እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344443582/ 0914781949Â /0914005236 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s