ምልክታ ፕሮፎርማ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::
5. ተጫራታይ ዉዕሊ አሲሩ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ እቲ ትሕት ኢሉ ዝተገለፀ መጠን ስጋ ከቕርብ ዝኽእል
6 ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ ኣይፍቀድን
7. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ጨረታ ይኹን ፕሮፎርማ ይስረዝ
8. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከኣል፡፡
8. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 17/03/2018 ዓ/ም - 19/03/2018 ዓ/ም ይኸውን::
9. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 19/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
10. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ እቲ ዝተገለፀ መጠን ናብ መቐለ ዳግም አምሳል ሴፍ ሃዉስ ከቕርብ ዝኽእል
11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
12. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
| ተ\ቁ | ዝርዝር ዓይነት ናውቲ | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናየ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Battry 70A x-pro | Orginal | Pcs | 01 | ||
| 2 | Air Cleaner model 85 | Orginal | Pcs | 01 |
መብርሂ
ኣብዚ ፕሮፎርማ ዘይተረደአኩም ዝኾነ ሓበሬታ ትደልዩ ብስልኪ ቁፅሪ 0924343562 ደዊልካ
ድሕሪት